መድሓኒ እዛ ፊልም እዚአ ብዛዕባ ህይወትን ምህሮን ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ እያ ትገልጽ። ብዛዕባዚ ምስ ሓደ ሰብ ከዘራረብ ይደሊ እየ፡ ኣብዚ ጠውቕ መጽሓፍ ቅዱስ ይደሊ እየ፡ ኣብዚ ጠውቕ መጽሓፍ ቅዱስ ከምዚ ይብል፡ ግናኸ ንሕና ገና ሓጥኣን ከሎና፡ ክርስቶስ ኣብ ክንዳና ሞይቱ እዩ እሞ፡ ኣምላኽ እታ ፍቕሩ ንኣና በዚ የርኢ ኣሎ። ሮሜ 5:8